top of page

ቭኣሃቭታ ክሊኒክ
ማዕረ ጥዕና ንኩሉ 
​ናይ ሕክምና ዋሕስ ንዘይብሎም

 

שירותים עוגן

 ግልጋሎት ክሊኒክ

 ክሊኒክ ሐፈሻዊ ናይ ሕክምና
  ግልጋሎት ብዝተፈላለዩ ሰብ ሙያ  ናይ ሕክምና ግልጋሎት ንተጠቀምቲ  ስድራቤት ይሕብ፤

pexels-emma-bauso-2253879.jpg

​ናይ ማሕፀን ሕክምና

ናይ ማሕፀን ሕክምና ክሊኒክ ዝተፈልለዩ 
ናይጥዕና ኣገልግሎት ንዘድልዮም  ደቂ ኣነስትዩ
ኣዴታት የተኣናግድ ። ቀጻሊ ናይ ማሕፀን ምርመራ፥  ናይ ምጥን ስድራቤት ፥ናይ ጥንሲ መከላከል መሳርሒ ተከላ፥ ናይ ጡብ መርመራ፥ ናይካንሰር መርመራ፥ ናይ ጥንሲ ክትትልን ካልኦትን። 

 

Gynecology consultation-amico.png

​ናይ ስድራቤት ሕክምና

                        ናይ ስድራቤት ሕክምና ሙያዊ ናይሕክምና ኣገልግሎት
ንኩሉ ስድራቤት ብዝተፈላለዩ ዓይነት ናይጥዕና ክንክን ብዓበይቲ ናይሕክምና ሰብ ሙያ ከመኣድላይነቱ ሐገዝ ይሕቡ፡፡

International Day of families-rafiki_edited.png

​ናይ ሕጻናት ሕክምና

ናይ ሕጻናት ክሊኒክ ንሕጻናት ናይ  ጥዕና ኣግልጋሎት ይሕብ ፡ ስሩዕ ናይ  ሕክምና ክንክን  ክትባት፤ ስነ ኣእምሮኣዊ ዕብየት፤ ስብነታዊ ፀቅጢ ፤ ሕድሕድ ሕጽረት ርክባት፤ ሕክምናን  ካለኦትን የጠቃልል፡፡ 

Father's Day-pana.png

ናይ ስነ ኣእምሮ ሕክምና

ናይ ኣእምሮ ሕክምና ኣገልግሎት ምክሪ ንዘድልዬም፥ ናይ ኣእምሮ ፀቅጢንዘጋጠሞም፡ ናይ ኣእምሮ ሕክምና ኣገልግሎት ምክሪ ንዘድልዬም፥ ዓበይትን፡ መናእስያትን የተኣናግድ ናይ ኣእምሮ መርመራን ክምኡውን ኣድላይ መድኃኒትን (ኣፋውስን) ይሕብ ። 

Mental health-amico.png
pexels-karolina-grabowska-4386467-remove

ርክብኩም  ኣይተቋሩጽ

צרו קשר עוגן


:  ናይ ስራሕ ስዓትና
ሰሉስን ሐሙስን ካብ ስዓት 16:00--19:00
ቀዳም ካብ ስዓት 10:00--14፡00

 

 ቆጾሮ ሐዙ ብተሌፎን ወይድማ ቭዋትስኣፕ
 

0534848846

ብእብሪት ብእንግሊዝ ብዓረብ

0587915384

ብትግርኛ  ብአምሐርኛ

ኣድራሻኩም ግደፉ

የቀንየልና! ኣብዝሐጽረ እዋን ክንምለሰኩም ኢና

 ​ኩሉ መሰላት ዝተሐለወ  እዮ፡ቨኣሃቭታ ክሊኒክ

bottom of page